|
ትግርኛ ግጥሚ
ትግራይ ኤርትራ ተሓባቢራ ተስፋሕፋሕቲ ክሓፍራ
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፀላኢ ዕርቂ
ህግደፍ ክፋእኻ ግደፍ
ዩኒቨርሲቲ ዓፂኻ ኣቋሪፅካ ናይ ፅልኣት ካሪኩለም ቀሪፅካ ህፃውንቲ ብፅልኣት ኣመሪቕካ ሓደገኛ ኣካይዳ ኬድካ ንኤርትራ ኣፅኒትካ ሕፅቦ ትግራዋይነት ሞኪርካ
ኢሳያስ ርኩስ ግደፍ ኣንስቲ ምግሳስ
ናይ ኢሳያስ ድልየት ናይ ህዝቢ ዕንወት
ህግደፍ መሲልካ ንትግራዋይ ክትዘርግ ሓድነት ትግራይ አብትግራይ ተቐሚጥካ ህዝብታት እተባእስ 'ፅያፍ ቃል' እንዳበልካ እወ! ተሳኺዑልካ
ናይ ሕዚ ድማ ዝገደደ ኣበሳ ንትግራይ ብፌስቡክ ምስባዕላ ክተባእሳ
ኤርትራ ተበራበሪ ብሰላም ክትነብሪ
ኢሳያስ ፀላኢኺ ይነብር እንዳጥፈአ ንዓኺ
ብሰላም ክትነብሪ ምስ ትግራይ ሕበሪ
ብገጣማይ ትግራዋይ ሞገስ 1-3-22
፡ Back to Front Page |