|
ጦር ሰራዊት ዋርሳይ ይካአሎ ረሳሕ ጦር ሰራዊት እንስሳ ዘገዳም ጨካን አራዊት አቦታት አይገድፍ አዴታት አዋልድ ነይምሕር አወዳት መንእሰይ አይገድፍ ዕሸላት ጥኑሳት ዝደፍር ብፁሓት ክጋሰስ ነይሐንኽ ሓራሳት ሐራዲ ቀታሊ ናጽላታት ውላዳት ዝርሽን አብ ቅድሚ አዴታት ርኹሳት መናፍስቲ ደም ዉሉፋት ኢንፍዩዥን ካብ ሑሙማት ንዘገምታዊ ሙማት ዝነቅሉ ካብ ድዉያት መድሐኒት ዝዘምት ዘፀግም ንግምት ንፅባሕ ዘይእምት ብኹቱር ጽልኢ ዑሙት ሞዩኡ ጉሕለት ቅትለት ዝሙት ዘራእቲ ዘባድም ግራት ሰዊት ሰብ አይገድፍ እንስሳ ዘ ቤት ኦም አይተርፍ ተኽሊ ፍሩታታት ትካላት ዘውድም ፋብሪካታት ሆስፒታል አይንሕፍ ትምህርቲ ቤታት
ከተማታት ዘቃጽል ቁሸታት ሐሳዳት ይብሉ ክነሶም ሐሳዳት አብ ዓለም ዘይተራእየ ግፍዕታት ዘባደመ መዕቆቢኡ ዐድታት ጉድ ሪኢና ለብ ዘበን ጅግና 'የ ኢሉ ዝሕበን ህፃናት ቀቲሉ ዝሕነን እኽሊ ዝሰርቅ ብሞቅነን ሰራዊት ኤሪትራ ዶ 'ይኮነን ሰንዐፈ ሰገነይቲ ወራዙት ደቂ ዐበይቲ ዓዲኩዋላ መንደፈራ ሽከቲ ሰብአይ ትኹን ሰበይቲ አይራስን እምብለይ ንብረት ሐወይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ትግራዋይ መዕቖቢየይ ኢሉ ዝመስከረለይ ካቶሊኽ ዝገዘተለይ አብ ወፃእ ዘሎ ነዓይ ዝመስል ኤሪትራዊ ሐወይ ካብ ደሙ ንጽህ ዩ እዚአ ሐዙለይ ጉሕለት ህግደፍ ብቴሰዓን ሓደን ዝጀመሮኪድ አይትበሎ ከም ዝኸይድ ግበሮኢሉ ኢዱን እግሩን ምስ አሰሮንብረቱን ንዋቱን ሀገሮ
ጉሕለት ወደብ ዓሰብ አለና ተዘክሮ አታ ኽንደይ ኢልና ሞ ክንዝርዝሮ ትግራዋይ ኾይኑ እምበር መን 'ዩ ዝፀሮ እንተ 'ቲ ናይ ትማሊ ተጋዳላይ 'የ ባሃሊ ናይ ሎሚ ራሳያይ ንሕና ንሱ በሃላይ ንሱ 'ወ 'ቲ መንደላይ ማንካ ፡ፎርኬታ፡ድስቲ ኹስኹስቲ መሽረፈት ፡መንቀርቀር፡ሞኽቡዋዕቲ ዝራሲ ብመስዋእቲ ደም ሐው ዝሰቲ ክልተ ጊዜ መዋቲ ትግራዋይ ከጽንት ከጠፍእ ካብ ገጽ መሬት ጉዳማት ዐዲ ዘይብሎም ሕንከት ቀደም ንሰምዕ ኔርና ማዓት ናይ ከረን ናይ ኦና ግፍዕታት ተዛሪብኩሙሉ ንዓመታት ካብኡ ዝገድድ ብዕጽፍታት መወዳድርቲ ዘይብሉ ጭካኔታት ክቕዘፉ ብአሻሐት ክዛናበሉ ብሚልዮናት ከበሳ ኹን መታሕት አስላማይ ኩን ኦርቶዶክስ ፕሮቴስታንት ዘይተዛረበ ዘየውገዘ ኤሪትራዊ ሎኻት ዝሳዕሰዐ አብ ናይ ሐዉ ሞት አብአ ትዴኻ መሬት ምስ ወግሔት ትግራይ ግን ብዓንተቦ ካብ ደደቢት ክሳብ ዝገሃድ ናይ ናጽነት ትንቢት ንዓኻ ክትብል ሽግር ረኻቢት አብሊዐትካ አስቲያትካ ከም አደ ሐብሐቢት ተመን ዶ ክብለካ ዕንቕርቢት ስራሕካ ኩሉ ግርምቢጥ እንተ ንሕና ሞ ትግራዎት ሓመድ ሊሕስና ካብ መሬት ተሲእና 'ለና ብሕራነ ምረት ምስታ ትፈልጥዋ ወያነ ሐየት ድሕሪ መኸተ ውፈር ተበገስ ኽተት ሻቡ ኤሪትራዊነት አዝማሪኖ አዝማሪነት አጉል አንነት ክዝበጥ ዩ ቅልውላው መንነት ሐንሳብን ንሐዋሩን ብቕሳነት ክነብር ህዝብና ብሕውነት እንተ ብውህደት እንተ ከም ጎረቤት ከከም ናይ ህዝቢ ድሌት ንዓና ዝመስል ብሕርየት ተኸባቢርካ ብ ማዕርነት አብ ቀረባ ከነብስር ዓወት ቃል ንአቱ ንሰማእታት ነዞም ናይ ሎሚ ተላይ ንቐዳሞት ኦ ህዝቢ ኤርትራ ዘይዓረካ ዓሪ ሕጂ ቅድሚ ሞት ዝተረፈካ እንተሎ ሐሞት ተገዲደ ዶ ፈሪሔ ዶ ዝብል ሕሞት ናይ ህግደፍ አምልኾት ጣኦት ተዓኒድካ ምንባር ብሐሶት በታትኮ ናይ ራዕዲ ሰንሰለት እንተ ዋርሳይ ይካአሎ ንብረት ጋኔን ዓዲ ሃሎ ን መግደፍ አራት ኪሎታሪኽኻ ለኺኻ ፀሎሎ አብ መሬት ትግራይ ትልሎ አደዳ ሽላ ሊሎ ህዝቢ ከተጽንት አልካ ምጽናት ውን አሎ ክሐተካ እስኪ መልሰለይ ቶሎንሕዝባዊ ኩናት ዝሳዐረ ዶ 'ሎ እቲ ቀደም ብጊሐትቃልሲ ሓርነትኤርትራ ዝተዓወተትፍትሐዊት ሰለዘኮነትዶ 'ይኮነን ዝሰዓረት እሞ 'ዚ ናፈለጥካ ትግራይ ወሪርካዘይዛሪ ደም ዘሪእካሕዝብኻ ሐኒኹልካተካል ምዕልቲ ዊዕልካህዝቢ ኤርትራ ብደውካ እንተ ሊኻእምበአር መትከልካ ነጽር ሕጂ አብ ዛ ዕለት ሐደው ምስ ትግራዋይ ሐውካ ብ ትረት ሐደው ምስ አምሐራይ ብ ዓርሰ ቅትለት እምበር ጉሒላ ሻዕቢያ 'ታ ዝምነያ ኢትዮጵያ ወረቂ ንዝሃባ ፋንድያ
ብዘይ ትግራይ ክትነብር ድያ እወ ተበልኩም ፅባሕ ንርእያ እንተ መለኽቲ እግረይ አውጽእኒ ጉያ ወይ ውን ናብ ሸላ ጋብያ እንተ ናይ ኤርትራ ምክልኻል ሐይልታት ተገዲደ ዶ ተታሊለ ዝብልዎ ቃላት ሽጣራኹም ደውሩ ጉሒላታት ማዓስ ጠፊኡና ናታትኩም ሽርሕታት መሲልኩምና ደቂ ሰባት አራዊት ሙኻንኩም እንስሳታት ፈሊጥናዮ አብ ዝሞተ ሳዐት እንተ ደገፍቶም ምስልዩታት አብ ውሽጢ ዓዲ ይኩን አብ ወፀኢታት ብ ፍላይ ውን ትግራዎት ባንዳታት ካብ ዘልውሉ ቦታታት ክንውርጦም ከም ናዚ አባላት ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ዓመታት ክንዲ ዝሐተቶ ይሕተት መስዋእታት እዚ ጥራይ 'ዩ ካሕሳ ሰማእታት እዚ 'ዩ ውን ዝኸውን መስርሕ ትግራዎት ሐንሳብን ንሐዋርን ክዛዘም ብዓዎት እቲ ኩነታት ምስ ተፈጥረ ከይጥለሙ አያታት ሕድሪ ኢሉካ 'ት ፀረ ጦርነት 'ት ጽዩፍ ድኽነት 'ት ፈንፋኒ ጥምየት እምበአር ተፈጢሩ 'ሎ'ት ኹነታት ነብይ ዝአመቶ አርሐ ስዉአት ንሐዋሩ ክንቀል መንደዐት ናይ ኢዶም ክረክቡ ከዳዐት አብ መቓብሮም ክትከል ስርዐት ኩሉ ትግራዋይ ሐደ ይኹን ብፅንዐት ምስረታ ትግራይ አኺሉ 'ሎ ሰዐት ታሪኽ ተወከስ ናይ አኽሱም ግዝአት ብኡ መሰረት ክሕንፀፅ 'ት ዶባት ናብ ንቡር ክምለስ ቀርኒ አፍሪቓ ካርታታት ተኸቢርካ ክትነብር አንታ ውፃእ መዓት ስራዊት ትግራይ ክዛዝሞ 'ዩ ንሐዋሩ 'ት ኹናት ደቅና የርክቡሉ ዳግማይ ልምዐት ደቂ ደቅና ይነብሩ ብ ኩርዐት እቶም ስውአት መንግሰተ ሰማያት ሐለፋ ክንክን ነቶም ስድራቤት ህዝቦም ዘድሐኑ ካብ ምጽናት እንታይ ሞ ክንብሎም የብልናን ቃላት እቶም ደቂ ስውአት ከምኡ ውን ስንኩላት ተኸቢሮም ይንበሩ ከም ፍሉያት ሳልኦም እንዲና ዘሪእና ሂወት ዲሒና ካብ ጥፍአት ካብ ብርሰት ስለዚ ኢደይ ኢድካ ኢልና ብ ሕብረት ከነገልግሎም ከነንብሮም ብ ኽብረት ቃል ንእቶ ብስምረት ካብ ሕጂ ነንጽፍ መሰረት ትግራይ ትዕወት ሀገር ኮይና ውን ትምስረት
አለና@2013
|