Back to Front Page

ፈደይቲ

ፈደይቲ

አብ ዚአ መአልቲ

አብ ዚአ ሰአትቲ

ቁሊህ ኢላ ትግራይ

ናብ ቶም ተጋደልቲ!

ቆሊሃ ናብ ደቃ

ቶም ዋእሮታት ነብሪ

ህነኦም ክፈድዩ....

ዓረሳሲናቶ ነቲ ነዳድ ጓህሪ

ጸዉእ አላ አዶ ዋእሮታታ ነብሪ

ህነኦም ክፈድዩ፤ ብጽንአት ብናህሪ

ባንዳታት አጺዶም

ትምክህቲ አሊዮም

ክቀስኑ አብ አዶም

አብታ ተሃጋሪት

አዶም መረበቶም።

 

AESOP

01-16-21