እምቢ! እምቢ!!
ያሬድ ሑሉፍ 08-16-20
እምቢ ኣይማሓርን ቓንቓ እንዳማተይ ናይባዖለይ እንቶለኒ ናተይ መታዓብይተይ ዘይተለቓሕኽዎ ኻብ ጎረበቤተይ ውረድ ተዋረድ ናይወለደይ ብተይ:
እምቢ ኣይማሓርን ቓንቓ እንዳማተይ ኣብዓለም መድረኽ ኣይብላይ ኣይስተይ ሓቀኛ ታሪኽ ዘይዝትይ ዘይፀውር ሳንሳዊ ፍረ ብጀካ ወረ በሉኽን በለክን እግርኽን ፕምጥኽን መቓላመጢ ኣፈኛ ሽቃጢ ሽርዳዳይ ሽምጣጢ::
እምቢ ንቓንቓ ቑርዲድ ኣርስ መስልካ ዝቖይድ ታሪኽካ ኸይረጉድ ንቕድሚት ኸይኸይድ ኸይውንጨፍ ኸይነጉድ::
ንቓንቓ ዝቢኢ ሑሩመይ እምቢ ብፍልጠት ክልኦት ተተርኢሱ ዝዓቢ ሕሱም ጥንቢ ፀረ ውፁዕ ሕዝቢ ውድቀቶም ዝምነይ ዝትምቢ::
የፋለይን እምቢ ካብምስ እዙይ ዝዓቢ እናተለተምኩ ኸምዝንቢ::
እቢ ኣይማሓርን ቓንቓ እንዳማተይ ዋላ ንደንቁር ንዖረቅ : ንድከይ::
እቢ ኣይማሓርን ቓንቓ እንዳማተይ ናዓይ ንኸንበርኽኽ ዘዓለመ ምስ እዓልየተይ
እቢ ኣይማሓርን ቓንቓ ሓራጅ ብፍላይ ብፍላይ ውላጅ ኻፍቱይ ኣፍቱይ ዝተጠራቀመ ኹራጅ::
እቢ ኣይማሓርን ባዖዳዊ ቓንቓ ዓሻኽ ዒቓ ንዘኾለስት ጎሮሮ ዝሓንቓ::
ንዮው በሎ ዝዓማፂ ኸይትላዓል ዝደርፃፂ ዝዘራፊ : ዝጠላፊ ዘይገብሮ ለፍላፊ መስል ኣርስ ስብ ገፋፊ ብረሓፁ ካልኦት ተሞጋሲ ንጥቅሙ ተበጋሲ ንኻልኦት ዘይብል ብጀካ ኣርሲ::
እምቢ ድሕሪ ደጊም እንታይ ኽድገም ተኻዒዉ ን ፁሕ ደም ተኸስኪሱ ዓፅሚ ኣዳም ፈቆዶ ሺንጥሮ ፎቀዶ ገደል በዚ ሑሱም ገበል::
ኽፈት ዓይንኻ ቖላሕ በል ኽንደሻዖ ኣሎ በደል ታይ ኽሳዖ ዝኾውን ትፁበይ ይኣክል በል ይኣክል::
Back to Front Page |